ነቶም ንጽባሕ ሓሙስ ዕለት 7 ጥሪ 2016 በዓል ልደት ዘኽብሩ ዘለዉ ኣህዛብ ብመላኦም፡ ንህዝቢ ኤርትራን ኢትዮጵያን ድማ ብፍላይ፣ ርሑስ በዓል ልደትን ዘመን ሰላም፡ ዘመን ሓጐስ ፡ዘመን ፍቕርን ይግበረልኩም ዝብል ናይ ሰናይ ትምኒቱ መልእኽቲ ይገልጽ። ሰልፊ ዲሞክራሲ ህዝቢ ኤርትራ (ሰዲህኤ)