Print this page

ኣገዳሲ ዓመታዊ ኣኼባ ኣብ እምስተርዳም።

2015-08-19 05:12:29 Written by  ማሕበር ምጥርናፍ ኤርትራውያን ኣማስተርዳምን ክባቢኣን። Published in ጽሑፋት ትግርኛ Read 1792 times
Rate this item
(0 votes)

ማሕበር ምጥርናፍ ኤርትራውያን ኣምስተርዳምን ከባቢኣን ንኹሎም ኣባላቱን ደገፍቱን ጠቕላላ ዓመታዊ ኣኼባ መዲቡ ስለዘሎ ፣ ንኩሉኩኹም ብኽብሪ ይዕድም።    

ዕለት 5 መስከረም 2015.   (05-09-2015)
ጊዜ ሰዓት 2:00 ድሕሪ ቀትሪ
ቦታ

Kempering 66

1104 KG Amsterdam.

መጓዓዝያ Metro 53   (station Kraaiennest)
 
ሓበሬታ Telephone  
E-mail  
Facebook  

እጀንዳ።

  1. ዓመታዊ ጸብጻብ ምስማዕ፣
  2. ኣባላት ፈጻሚት ሽማግለ ምምራጽ፣

ብደሓን ምጹ።

ኣምራጺት ሽማግለ፣

ማሕበር ምጥርናፍ ኤርትራውያን ኣማስተርዳምን ክባቢኣን።

Last modified on Wednesday, 19 August 2015 07:14