ሰልፊ ዲሞክራሲ ህዝቢ ኤርትራ፡ ንምእመናን ክርስትናን፡ ንመላእ ህዝቢ ኤርትራ ብጠቕላላን እንቋዕ ናብ በዓል ትንሳኤ ኣብጽሓኩም እናበለ፡ ስቅያት ህዝብና ዝድምደመሉ፡ ዓመተ ሰላምን ራህዋን ድማ ዝጅምረሉ በዓል ክዀነልና ሰናይ ትምኒቱ ይገልጽ። መንግስተኣብ ኣስመሮም ኣቦ መንበር ሰልፊ ዲሞክራሲ ህዝቢ ኤርትራ