Print this page

መኣዲ ልዝብ ኤርትራውያን ኣብ ስቶክሆልም ዝተባህለ ማሕበር ንማሕበር ኤርትራውያን ኣካለ ጽጉማን ገንዘብ ኣወፍዩ።

2015-03-07 21:03:14 Written by  መኣዲ ልዝብ ኤርትራውያን ኣብ ስቶክሆልም Published in ጽሑፋት ትግርኛ Read 2548 times
Rate this item
(0 votes)

ብዕለት 28/02/2015 ማሕበር መኣዲ ልዝብ ኤርትራውያን ኣብ ስቶኮልም ብዘሎዎ ለዋህን ሓላዩ ንቁሕ ተበግሶ ንኣብ ሃገር ሱዳን ከሰላ ዝርከቡ ኣሕዋቶም ንሃገራዊ ተጋድሎ ብዉግእን ብባህርያዊ ጉድኣት ዝሰንከሉ ንምርዳእ 5000 ክራውን ሓገዝ ኣወፍዮም። ነዚ ኣገዳሲ ወፈያ ኣደ ወንበር ማሕበር ኤርትራውያን ኣካለ ጽጉማን ጨንፈር ሽወደን ወ/ሮ ኣልጋነሽ ኢሳቅ ተቀቢላቶ። እዚ ማሕበር መኣዲ ልዝብ ኤርትርውያን ኣብ ስቶኮልም ብተወሳኺ ሰናይ ንጥፈታቱ ንሓደስቲ መንእሰያት ኣሕዋቶም ኣብ ምትብባዕ ቅኑዕ ሓበሬታ ምሃብን ከም ዝነጥፉ ካብ ስቶኮልም ዝመጸና ሓበረታ ገሊጹ።

Meadi lzb 1

Last modified on Saturday, 07 March 2015 22:09