ዞባ ሰሜን ኣመሪካ ሰልፊ ዲሞክራሲ ህዝቢ ኤርትራ (ሰዲህኤ) ቀዳም ዕለት 16 ጥሪ 2021 ናይ ዞባ ጉባኤ ንምግባር ተቐሪቡ ኣሎ። ህዝብናን ሃገርናን ኣብ ሓደጋ ተሳጢሑ ከሎ ዝካየድ ዘሎ ጉባኤና ምልክት ጽንዓትና እዩ። ጉባኤ ብዙም ዝካየድ ኮይኑ፡ ንእዋናዊ ብድሆታት ዝምክት መድብ ዕዮታት ወሲኑ ክወጽእ ምዃኑ ነረጋግጽ። ክንዕወት ኢና!