Print this page

ዕድመ ንዓለም ለኻዊ መዓልቲ ደቂ ኣንስትዮን 8 መጋቢት

2020-02-15 10:03:53 Written by  ተበግሶ ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ኤርትራውያን ጀርመን Published in ጽሑፋት ትግርኛ Read 2076 times
Rate this item
(1 Vote)

International- Frauentag 2020

ኣብ ዳርምሽታት ንቀዳም ዕለት 07.03.2020  ሰፊሕ ሰሚናር መዲብና ከምዘለና 

ንሕብር።  

Womenspic

 

ዓይነታት ዓመጽ ኣብ ልዕሊ ደቂ ኣንስትዮ

ዝምልከት ትንተናን ኣስተምህሮ ሓዘል ክቀርብ ተመዲቡ ይርከብ። ኣብዚ ሰሚናርዚ ኩሉ  ተሳታፋይ ሓሳቡን ርእይቶኡ ክህብ ንሰፊሕ ተሳትፎ  ንዕድምን ነተባብዕ።ድሕሪ ስሚናር ናይ ዕላል ምዝንጋዕ መደብ ክቅጽል ኣዩ።ንኩሉ   ዳርምሽታትን ከባቢኡን ትርከቡን/ባን ብክንሪ ንዕድም።   

 ሰሚናር ዝካየደሉ ኣዳራሽ።

Im Frauenzentrum

Emilstr, 10

64289 Darmstdt

ሰዓት :ካብ 15፡00 ክሳብ 22:00

Last modified on Saturday, 15 February 2020 11:19