ኣብ ዝሓለፈ ወርሒ ጉንበት 2014፡ ኣርባዕተ ኣቦታት ኤርትራውያን ካቶሊካውያን ኣቡናት“ሓውኻ ኣበይ ሓውኻ ኣበይ ኣሎ?” ዝብል ንሕልና ኩሉና ኤርትራውያን ዝትንክፍ ታሪኻዊ መልእኽትን መጸዋዕታን ብመንገዲ ኢንተርነት ተዘርጊሑ ነይሩ .....