ንዝኽሪ በዓል 8መጋቢት ዓለምለኻዊ መዓልቲ ደቂ-ኣንስትዮ ኣብ ከተማ ፍራንክፎርት / ሃገር ጀርመን
ዝኸበርኩምን ዝኸበርክንን ኩሉኹም ኤርትራውያን ደቂ- ሃገር፡ ማሕበር ደቂ-ኣንስትዮ ኤርትራውያን ኣብ ጀርመን።ብድሮ ማለት ንዕለት 07.03.2020 ሰዓት 14፡00 ድሕሪ ቐትሪ ዝጅምር ዓለምለኻዊ መዓልቲ ደቂ-ኣንስትዮ ብድምቐት ንምብዓል ተዳሊና ስለ ዘለና ምሳና ሓቢርኩም ንኽትውዕሉ/ላ ብኽብሪ ንዕድም። ዝበዓለሉ ቦታ ኣብ ቐጻሊ ክንሕብር ኢና።
መደባት፡
ድሓን ምጹ /ጻ
ሽማገለ ማሕበር ደቂ-ኣንስትዮ ኤርትራ ኣብ ጀርመን
دعوة
يعلن اتحاد نساء اريتريا بألمانيا عن إقامة إحتفال في يوم المراة العالمي الموافق ٨/٣/٢٠٢٠، بمدينة فرانكفورت. و يخلل الإحتفال الفقرات التالية:
1/كلمة بمناسبة اليوم العالمي للمرأة 2/ عقد سيمنار بعنوان "اهمية ودور الحراك النسائي " باللغتين العربية والتقرنية 3/ فقرة ثقافية "ادبية، فنية"
الزمان: ، 7 مارس الساعة 14.00 المكان فرانكفورت مع تحيات إتحاد النساء الإريتري في المانيا