ሰልፊ ዲሞክራሲ ህዝቢ ኤርትራ (ሰዲህኤ) ብምኽንያት ምጅማር ጾም ሮሞዳን፡ ንኣመንቲ ሃይማኖት ምስልምናን: ንመላእ ህዝብና ብሓፈሻን፡ ‘ሮሞዳን ከሪም’ እንቋዕ ኣብጽሓና ብምባል ሰናይ ምንዮቱ ይገልጽ። ኣብ ሃገርናን መላእ ዓለምን ሕማምን ዕንወትን ተቐንጢጡ፡ ጥዕና፣ ሰላምን ሓድነትን ዝዕወቱሉ ሮሞዳን ይግበረልና! ክንዲ/ ሰዲህኤ ተስፋይ ወልደሚካኤል ደጊጋ ኣቦ መንበር 1 ሚያዝያ 2022