Print this page

መርድእ ገዲም ተጋዳላይ ሓርበኛ ዘቢብ ማና ግደይ

2018-05-14 04:17:07 Written by  ቤት ጽሕፈት ዜናን ብህልን ዞባ ሰሜን ኣሜሪካ ሰ.ድ.ህ.ኤ. Published in ጽሑፋት ትግርኛ Read 1912 times
Rate this item
(0 votes)

 

ገዲም ተጋዳላይ ሓርበኛ ዘቢብ ማና ግደይ ብዝሓደሮ ሕማም ምኽንያት ብቤተሰቡን ብሕክምናን ክእለ ድሕሪ ምጽናሕ ዕለት 5/12/18

 

ብመስዋቲ ከምዝተፈልየና ንፈተውቱን መቓልስቱን መስዋቱ ከነርድእ መሪርሓዘን እንዳተሰማዓናእዩ።

 

ሓርበኛ ዘቢብ ቅድም ኣብ ..ቀጺሉ ድማ ምስ ሰውራዊ ባይቶ፣ምስ ሰልፊ ህዝቢ ኤርትራ፣ከምኡውን ምስሰልፊ ደሞክራሲ ህዝቢ

 

ኤርትራ ኮይኑ ክሳብ ዕለተ መስዋቱ ኣብ ኤርትራ ሃገርና ፍትሕን ዲሞክራስን ንምርግጋጽ ኣብ ዝግበር ዘሎ ዘይሕለል ቃልሲ እጃሙ

 

ከበርክት ዝጸንሐ ውፉይ ተቓላሳይ እዩ።

 

ሓመድ ኣዳም ዝለብሰሉ ዕለትን ኣድራሻን ክንሕብር ኢና።

 

ስድራ ቤት

Last modified on Monday, 14 May 2018 07:28