Print this page

መግለጺ ዋዕላ ኤርትራዊ ሃገራዊ ዘተ !!

2018-04-11 18:46:32 Written by  ዋዕላ ኤርትራዊ ሃገራዊ ዘተ Published in ጽሑፋት ትግርኛ Read 1737 times
Rate this item
(1 Vote)

ዋዕላ ኤርትራዊ ሃገራዊ ዘተ ብተበግሶ በርገሳዊ ማሕበራት፣ “ፎሩም ኤርትራዊ ሃገራዊ ዘተን” “ማእከል ዜና ኤርትራን” ካብ ዕለት 7 ክሳብ 8 ምያዝያ 2018 እዞም ኣብ ትሕቲ ኣስማቶም ሰፊሩ ዘሎ ብርክት ዝበሉ ፖለቲካዊ ውድባትን በርጌሳዊ ማሕበራትን ከምኡ’ውን ነጻ ሃገራውያን ባኣታትን ዝተሳተፍዎ ዋዕላ፣ “ፖለቲካዊ ዘተ ንሓባራዊ ዕዮን ሕብረተሰባኣዊ ጥምረትን” ኣብ ትሕቲ ዝብል ጭርሖ፣ ኣብ ከተማ ሎንደን ተጋቢኡ።

Last modified on Wednesday, 11 April 2018 20:52