ብርሃነ እምባየ

2019-11-26 09:08:07 Written by  ኣባላት ባይቶ Published in Featured Read 181 times

ዝኸበርኩም ብጾት ዝገርም ነገር ኢዩ ከምቲ አቦ ወንበር ዝበሎ ተኸታታሊ ሐዘን የጋጥመና አሎ ግንኹሉ ናይ እግዜአቢሄር ኢዩ ሞ ፡ ንኹሎም ስድራቤታት ጽንዕት ይሃብ ንሞወቲ ድማ ምንግስተ ሰማይ የዋርስ፡ካብ ሕጂ ኸአ ይ አኽለኩም ፡ይበለና አብ ናይ መርዓን ጥምቀትን ይቕይረልና፡አብ ጸጽቡቑ የራኽበና፡ አሜን።

ክፍለዝጊ ገብረመድህን

ብሓቂ ኣሰንባዲ ወረ እዩ፣ ፍረ ጻማ ቃልሲ ክሪኢ እትጽበዮ ብጻይካን ኣካልካን ብመስዋእቲ ክኹለፍ ኣብ ምረት ምረት ኣለዎ። ኮይኑ ግን ካብ ፍቃድ ፈጣሪ ዘምልጥ ስለዘይብልና፣ ምቅባሉን ምኽኣሉን እዩ።

ንመዋቲ መንግስተ ሳምይ ንኹሎም ቤተሰብ ድማ ጽንዓት ይሃቦም።

መድሃኔ ሃ

እወ ሕጂስ ብሓደ ተደራሪቡና  ካብዚ ኣይሕለፍ  ንሓርበኛ ብጻይና ብርሃነ  ክኣ መንግስተ ሰማይ የዋርሶ  ንምሉእ ስድራቤት ድማ ጽንዓት ይሃቦም።

ትዕበ

ሰላም  ብጾት ብሓቂ ዘሕዝን ወረ ኢና ንስምዕ ዘሎና  አዚ ቅንያት አዚ፡አንታይ አሞ ፍቃድ ኣምላኽ ካብ ኮነ ምቅባሉ ጥራሕ ኦዩ፡አሞ ንብጻይና መንግስተ ሰማይ ንስድራ ቢቱን ናይ ቃልሲ ብጾቱ ዝኾና ከኣ ጽንዕት፡

ነጋሲ ሐምደ

Bexayna Bethany menghesty semay yawareso

Zenat nsedroen Bexoton.

R.I.P.

 Abdu Hassan

Last modified on Tuesday, 26 November 2019 10:16
More in this category: « መግለጺ ሓዘን