ብርሃነ እምባየ

2019-11-25 18:56:26 Written by  ኣሰፋው Published in Featured Read 106 times

ሞት ሓውና ብርሃነ ኣዚዩ ዘሰንብድን ዘሕዝንን ወረ ኢዩ። ዘይስነፍ ሰብኣይ ሞት ኣሰኒፋቶ። ኣብዚ ቀረባ እዋን ደዊለሉ ነይረ፡ ግን ናብ ሞት ዘብጽሕ ኩነታት ኣይነበሮን፡ ብሞራሉ ግዲ ከዊልዎ ነይሩ!

ኣምላኽ ይቀበሎ። ጽንዓት ንወዱ በራኽን ንኩሉናን።

ኣሰፋው

Last modified on Monday, 25 November 2019 19:58