ጉዕዞ ተጋድሎ ሓርነት ኤርትራ ካብ መጀመርታ ክሳብ መወዳእታ

2019-07-25 14:24:45 Written by  ኢብራሂም መሓመድ ዓሊ Published in Featured Read 3448 times

ንብስራት!

ብተጋዳላይ ኢብራሂም መሓመድ ዓሊ ኣቦ መንበር ተሓኤ ሰውራዊ ባይቶ ነበር፡ ዝተደርሰ፡

ታሪኽ ተሓኤ ኣብ ሃገራዊ ቃልሲ ኤርትራ ዝገልጽ መጽሓፍ ብዓረብኛ ቀሪቡ ጸኒሑ እዩ።

እንሆ ድማ ሕጂ፡ እዚ ታሪኻዊ መጽሓፍ ብትግርኛ ተተርጒሙ ንኣንበብቲ ቀሪቡ ኣሎ።

ኣብቲ ብ 2 - 4 ነሓሰ 2019 ዝካየድ ፈስቲቫል ኤርትራ ኣብ ፍራንክፈርት ክዝርጋሕ እዩ።

IMA Book

Last modified on Thursday, 25 July 2019 16:43
More in this category: መሪር ሓዘን »