Sunday, April 20, 2014
   
Text Size

Site Search powered by Harnnet.org

Share/Bookmark

User Rating:  / 0
PoorBest 

chicago-1st-septዓመት ዓመት በዓል ባሕቲ መስከረም ምጅማር ብረታዊ ቃልሲ ህዝቢ ኤርትራ ነጻ ሃገር ተዓዊቱ’ኳ እንተኾነ ነቲ ሰላምን፡ፍትሕን ብልጽግናን ንምርግጋጽ ኣተኻየድ ቃልስና ብምጭዋይ ኣብ ኤርትራ

ስልጣን ሒዙ ድከተ መከርኡ ዘስሕኖ ዘሎ ስርዓት

ህግደፍ ንምልጋስ መብጸዓ ቃልስና እንሐድሰሉ ዕለት’ውን እዩ።

በዓል ባሕቲ መስከረም ኣብ ቸካጎ ንዝሓለፈ ኣርባዕተ ዓመታት ብኹሎም ተቓወምቲ ህዝቢ ቸካጎ ብስሩዕ ክብዓል ብምጽንሑ ሎሚ ድማ ብዝተመሓየሸ መደባት ተኸቢሩ ውዒሉ።

መደብ ጽንብል ባሕቲ መስከረም ኣብ ክልተ ብምምቃል ናይ ቀትሪ ናይ በዓል ስነስርዓት ብንክብሪ ባሕቲ መስከረም ዝምልከት ፖሊትካዊ መደረን ናይ ፓነል ምይይጥን ተኻይዱ።

ናይ በዓል ባሕቲ መስከረም ጋሻ ተዛራባይ ኰይኑ ዝተዓደመ ዶ. ኣንገሶም ተሓጋጋዚ ፕሮፈሰር ኣብ ትሩማን ኮለጅ ብጉዳይ ሕቶ ሰላም ኣብ ሃገርናን ሕቶ ዝተጠልመ መብጽዓን ምስ ዕላማታት ሰውራ ባሕቲ መስከረም ብምትእስሳር ሰፊሕ መደረ ሂቡ።

ንፖሊትካዊ ናይ ፓነል ምይይጥ ከም ካልኣይ መደብ ቀትሪ ኰይኑ ሓው ኣፈወርቂ ለገሰ ብጉዳይ ሰላማውን ዲሞክራሲያዊ ኣገባብ ቃልስንchicago-1st-sept-2 ዓመጻዊ ኣገባብ ቃልስን ከቕርብ ከሎ ሓው ተኽለ ወልደገብሪኤል ድማ ብጉዳይ ውሳኔ እገዳ ናይ ሕቡራት መንግስታት ቤት ምኽሪ ጸጥታን ዘምጽኦ ሳዕቤናትን ኣቕሪቡ።መንእሰይ ኤፍረም ጉሬታ ግደ መንእሰያት ኤርትራን ብፍላይ ድማ ግደ መንእሰይ ኣብ ዳያስፖራን ኵነታቶምን ንኽትዕ ዝኸውን ነጥቢታት ንኣኼበኛታት ኣቅሪቡ።ተሳተፍቲ በዓል ጊዜ ብዘፍቀዶ ግደኦምን ርእይቶታቶምን ብምልጋስ ንብዓል ባሕቲ መስከረም ኣሀብቲሞሞ ውዒሎም።

ናይ ምሸት ፕሮግራም ኣብ ደያሞንድ ቤት መግቢ በዓል ባሕቲ መስከረም ብውናማት መዚቀኛታት ኣሮን ነጋስን ናይ ኦርጋን ኪኢላ ዳዊት ኪዳነን ወግሕ ትበል ለይቲ ብማለት ክሳብ ሰዓት ሰለስተ ናይ ለይቲ ብዱሙቕ ጸወታ በዓል ተዛዚሙ።

 

advertize with us

EPDP Magazines

magazinelogoleft

English Articles

  • 1
  • 2
  • 3
  • 4
  • 5
  • 6
  • 7
  • 8
  • 9
  • 10
  • 11
  • 12
  • 13
  • 14
  • 15
  • 16
  • 17
  • 18

Submission Guidelines

The website was constructed for the purpose of conducting a free spirited and constructive discussions and exchange of ideas amongst individuals and groups with different ideas.  All ideas that are rooted in a concept are welcomed.  There are no bad ideas but bad judgments. We also have the right to reject writings with ill intent; distorting facts, writings that attack personalities, writings that are divisive, writings that are based on hate, writings that have no verification of real address and identity. We encourage all contributors to engage with a spirit of respect for every contributor, accept difference of ideas, focus on solution finding, bring alternative ideas, and applying a unifying tone. 


እዚ መርበብ ሓበሬታ’ዚ ዝተመስረተሉ መሰረታዊ ዕላማ፡ ኣብ መንጎ ዝተፈላለየ ኣተሓሳስባታት ዘለዎም ውልቀሰባትን ጕጅለታት፡ ናጻን ሃናጽን ምልውዋጥ ናይ ርይቶታት ንምክያድ ተባሂሉ ኢዩ። ስለዘዝዀነ ከኣ፡ ኣብ ኣምራት ዝተመርኰሱ ሓሳባት ሓንጐፋይ ኢሉ ከስተናግዶም ድልዊ ኢዩ። ሕማቕ ፍርዲ እንተዘይኰይኑ ሕማቕ ሓሳባት የለን። እዚ ኰይኑ ግን፡ ንሕማቕ ዕላማ ዝተበገሱ፡ ንጭብጥታት ዝጥምዝዙ፡ ንውልቀሰባት ጸለሎ ዝቐብኡ፡ ጐዛዘይቲ፡ ካብ ጽልኢ ዝተበገሱን ሓቀኛ ኣድራሻን መንነትን ዘይብሎምን ጽሑፋት ናይ ምንጻግ መሰል ከምዘሎና ክንሕብር ንፈቱ። ኵሎም ኣቕረብቲ ጽሑፋት፡ ነንሓድሕዶም ዝከባበሩ፡ ናይ ሓሳባት ፍልልያት ዝጾሩ፡ መፍትሒታት ንምርካብ ዝጽዕሩ፡ መተካእታ ሓሳባት ዘቕርቡን ንሓድነት ዝሕግዝ ቃና ዘለዎምን ክዀኑ ድማ ነተባብዕ።


إن ا، هو توفير بيئة صحية وحرة للتبادل الحر والبنـــــَّــــاء للرأي بين أصحاب الرأي من مختلف المشارب والمذاهب، أفراداً كانوا أو جماعات. لذلك فالموقع علي استعداد لنشر أية أفكار أو آراء موضوعية عدتها وعتادها الحجة والمنط لهدف الأساس الذي أنشأنا من أجله هذا الموقع الالكتروني علي الشبكة العنكبوتية الدوليةق، وصحيح أنه كما يقولون: ليس هناك أفكار خاطئة ولكن أحكام خاطئة، إلا أن ذلك لا يمنعنا من حقنا في رفض الكتابات التي يتأفــَّــــف حتى أصحابها من نسبها اليهم أو وضع بصماتهم وتوقيعاتهم وعناوينهم الحقيقية عليها ولا يتشرفون بتبنيها أو ادعاء المسئولية عنها، فضلاً عما تعج به تلك الأفكار من سموم مدسوسة وظاهرة وآراء ملـــــــوِّثة للبيئة الفكرية والإنسانية في ارتريا حاضراً ومستقبلاً، وطمس وتزييف للحقائق واغتيال واغتياب معنوي لمن يتصدون للعمل النضالي العام في جسارة وإنكار ذات. إننا ننطلق في مبادئ النشر عندنا من كل ما يشجع علي تبادل الود والاحترام بين الكتاب أنفسهم ونشر التسامح بينهم رغم تباين آرائهم، والعمل سوياً علي البحث والتنقيب عن حلول المشكلات وتقديم البدائل الأفضل، والسعي الي تقريب المسافات وتذويب الفجوات بين مختلف قطاعات شعبنا والتــــَّـــرنـــُّـــم معاً علي أنغام سيمفونية الوحدة والتقارب، لا الألحان النشاز المفسدة لأذواقنا جميعاً.

 
 

Login Form